ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፋለለየ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልገሎት ናይ መኪና ፅገና ብጨረታ አወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ሙሉእ ገፀግን ይደሊ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልመለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት : ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ኢድ ሞያ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ና መኪና ገራጅ ኢድ ሞያ : ሕትመት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ላቫጆ መካይን ግልጋሎት ንምርካብ ናይ ጀነሬተር አቐሑት ዕዲጊት ብፕሮፎርማ ብምልጣፍን ብምብታንን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 11:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንፅገና ተሽከርካሪ
ኣብ በጅት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ዝውዕል ናይ ላቫጆ መካይን ብፕሮፎርማ ብምልጣፍ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትፅገና ተሽከርካሪ
... ፅገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለ ዝደለየ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትፅገና ተሽከርካሪ
ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓወን ኣብ ዓመት 2017ዓ/ም ንናይ ከተማና መሰረተ ልምዓት ካልኦት ግልጋሎት ትውዕል ሻንቱ ዶዘር SD32 ማሽን ዝዓይነታ ንብረት ክፅግን ስለ ዝደለየ ነዚ ንብረት መፀገኒ ዝከውን ንብረት ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 08:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ኮምሺን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ፅገና ገራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪፅገና ማሽነሪ
ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2017 ዓ/ም ናይ ማካይን ፅገና ናይ ኢድ ሞያ ክሳብ ስነ 30/2017 ዓ/ም ኣወዳዲሩ ካፅግን ስለ ዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊ ኣብ በጀት ዓመት 2016/2017 ዓ/ም ናይ ተሽከርከርቲ መካይንን ሞተር ሳይክልን ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ከፅግን ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ንዘለወኦ ተሽከርከርቲ ዘድሊ ናይ ሕፅበት (ላቫጆ) ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትፅገና ተሽከርካሪ