ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንዕድጊት ሞተርሳይክል
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኮነ ሞት ተወ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሳለጢ ግልጋሎት ዝዉዕላ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕድጊት ሞተርሳይክል
ምልክታ ምንዋሕ ግልፂ ጨረታ አብ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ናዉቲ ፈርኒቸር :ሞተርን ሳይክልን : ናይ ማሽን ኪራይ ስራሕቲ ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቤት መዘጋጃ አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ መሬት ትሕዝቶ ካደስተርን አገልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ አቅሑትን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በዚ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግን ብማሽን ኪራይ አገልግሎት ክረክብ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትማሽነሪ ክራይዕድጊት ሞተርሳይክል
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀት ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንብረት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አዉራ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናዉቲ ፈርኒቸር : ሞተር ሳይክልን : ናይ ማሽን ክራይ ስራሕቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪሩ ክዕድግን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ክረክብ ስለዝድለየ ክትወዳደሩ እትክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትማሽነሪ ክራይዕድጊት ሞተርሳይክል
ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2017 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲታት ሎት ሐደ ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒን ማሺነሪ ኣቅሑት : ሎት ክልተ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት : ሎት ሰለሰተ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ሎት ኣርባዕተ ናይ ጋርመንት መሳርሒ ኣቅሑት : ሎት ሓሙሽተ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ኸቢደ መሺንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕለ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልዕድጊት ሞተርሳይክል
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፡ ናይ አሌክትሪክ ሞተር ሳይክልን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንካልኣይ ዙር ንናይ ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ካዳሰርት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒታት :ተሽከርከርትን : ኤሌክትሮኒክስ :ቀዋሚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕል ብሎት ከፊሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ፅሬት ኣቅሑትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 13, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል