... ቪስ ኣገልግሎት ትውዕል ሓንቲ ኣውቶቢስ ኣውዳዲሩ ክካረ ይድሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2018 11:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
... ቪስ ኣገልግሎት ትውዕል ሓንቲ ኣውቶቢስ ኣውዳዲሩ ክካረ ይድሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 28, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2017 11:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ባጃጅ(ንትራስፖርት) ከተወዳድር ሰለዝደለየት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃነፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ዝስተማይ ካብ ቢሮ ማይ ፈሳስን/ካብ ኩሓ ካብ 15 ሜትር ኪብ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ምስ ዝክእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2018ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/10/1018 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 20, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ምዝርጋሕ ተበፃሕነትን ስርዓት ምዕባይን (EASE) ናይ ኤሌክትሮኒካዊ ንብረት ኣቅሑትን ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክግልግልን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 20, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንትራንስፖርት ግልጋሎት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 15, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃነፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ዝስተማይ ካብ ቢሮ ማይ ፈሳስን/ካብ ኩሓ ካብ 15 ሜትር ኪብ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ምስ ዝክእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2018ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/10/1018 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 1, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 15, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 25, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 29, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ ውን ንናይ ሆስፒታልና ንዘለዋና ኣናእሽተይ መካይን ፀገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ክፍለከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ከባቢ ጥምቀት ዝጥመቀሉ ቦታ ናብ ክ/ከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ቤት መገጃ ክ/ከተማ ኲሓ ዝነበርዎ ቢሮናይ ቢሮ አቀሑት ከጋዓዕዝ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት