ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፖስተኛን ሞተረኛ ብናይ ደገ(Out Source) ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ንብረት መጓዓዓዠ፣ መራገፍን ካብ ኮምፒሌክ ህንፃ ናብ ዩቴክ ህንፃ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትትራንስፖርት ግልጋሎት
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፖስተኛን ሞተረኛ ብናይ ደገ(Out Source) ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፖስተኛን ሞተረኛ ብናይ ደገ(Out Source) ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትትራንስፖርት ግልጋሎት
ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2017 ዓ/ም ዘበነ ትም/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎተ ትራንስፖርት (ስሰርቪስ)ዝህባ ተሽከርከርቲ (ኣውቶቡስ፥ኮስታር፥ሚኒባስ) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት
በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ አቑሑት ካብ እንዳማርያም ጉግሳ ናብ እንዳ ገብርኤል ትራፊክ መብራህቲ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ናይ ምጉዕዓዝ ግልጋሎ ክረክብ ስለዝደለየ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ትራንስፖርት ግልጋሎት
ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ግልፂ ጨረታን ፕሮፎርማን ዓይነታት ንብረትን ግልጋሎትን ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 29, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ሞተርሳይክል
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2017 ብዘፈር ንግዲ ስራሕ ሓለዋ/ወርዲያ ፡ ውፅኢት ባልትና፣ ስጋ ፡ እንጀራ ኣትክልትን ፍራምረን ፣ ቦቲ ማይ ግልጋሎት ፅሬት/ኣውትሶርስ/ ኮምፒዩተራት/ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዕገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፣ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎት/ጋራዥ ኦክስጅን ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ኣውቶቡስ /መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይዕድም፡-ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ተሽከርካሪመኪና ክራይስራሕቲ ሓለዋትራንስፖርት ግልጋሎትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
መተሐባበሪ ቢሮ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሎካዊት ቤተ ክርስቲያን ሰበካ ዓዲግራት ንዝተፈለለዩ ናይ ሕበረተሰብ ተጠቀምቲ እታወት ዝባፃሕ ምግቢ ንምጎዓዝ ናይ ፅዕነት ግልጋሎት መጎዓዝያ ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳድር ን 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ዋጋ መሰረት ብምግባር ዉዕሊ ብምእሳር ናብ ዞም ዝተጠቀሱ ቦታታትዝዉዕል ንምጎዕዓዝ ወይ ንምፅዓን ብምዉድዳር ግልጋሎት መጎዓዝያ ክረክብ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 5, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት