ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ክፍለከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ከባቢ ጥምቀት ዝጥመቀሉ ቦታ ናብ ክ/ከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ቤት መገጃ ክ/ከተማ ኲሓ ዝነበርዎ ቢሮናይ ቢሮ አቀሑት ከጋዓዕዝ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 10, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ትራንስፖርት ግልጋሎት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት 10/ 11/2017 ዓ/ም 

ቁፅሪ/02/2017

ምልክታ ፕሮፎርማ

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ካብ ክፍለከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ከባቢ ጥምቀት ዝጥመቀሉ ቦታ ናብ ክ/ከተማ ኲሓ ጣብያ ኣብርሃ ቤት መገጃ ክ/ከተማ ኲሓ ዝነበርዎ ቢሮናይ ቢሮ አቀሑት ከጋዓዕዝ ይደሊ

መምርሒ ተጫረቲ

1. በቲ ዘርፊ ናይ መፅዓንን መራገፍን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሕደሱ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎም፣ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎም፣ ብውዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ዓቅሚ ዘለዎም

ተጫራታይ ቢሮ ካብ ዘውፅኦ ዝርዝር መግለፂ ወፃኢ ምቕራብ ኣይከኣልን ፡፡

ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ማህተሞምን ፣ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም

ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ መቅረብቲ ቤት ዕዮና ኣብ ዝወሰኖ ግዜ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዘለናዮ ቤት ፅሕፈት ናብ ናብቲ ንቅይሮዘለና ቦታ ከብፅሕ ዝክእል

ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ተጫረቲ እቲ ዝጓዓዕዝ ንብረት ብኣካል መፂኦም ብምርኣይ ኣብ ዝተዳለዎሎም ቦታ ብጥንቃቐ ንምብፃሕ ድልዋት ኮይኖም ክወዳደሩ ኣለዎም ፣

ምልክታ ዝወፀሉ ዕለት 10/11/17 ዝክፈተሉ 15/11/17 2017 ሰዓት 3:30

ተጫረቲ ንመዛግብቲ መጓዓዓዚ /መጠርነፊ /ማተርያል ካብ ባዕሎም ምካኑ ተገንዚቦም ክወዳደሩ

ተጫረቲ እቲ ዝጓዓዕዝ ንብረት ብኣካል መፂኦም ብምርኣይ ኣብ ዝተዳለዎሎም ቦታ ብጥንቃቐ ንምብፃሕ ድልዋት ኮይኖም ክወዳደሩ ኣለዎም ፣ካብ ሕድሕድ ክፍሊ ናብ ሕድሕድ ዝቅየር ክፍሊ ብናይ ባዕሎምን ጉልበትን ትራንስፖርትን ኣስተካኪሎም /ደርዲሮም /ዘረክቡ።

እዚ ሰነድ ኣብ መንጎ ቤት ዕዮን ሰዓራይን ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ተወዳደርቲ ናይ መኪናን ናይ ጉልበት ዋጋ ክመልኡ ኣለዎም

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-405093 ይደውሉ ፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s