መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2016 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ሰለሰት ኣናእሸተይ መሳርሒታት : ሎት ኣርባዕተ ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ጎማን ካላማደሪያን መኪናን ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ቢሮ አቁሑት
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት /ፒች ቡክ/ ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ቢሮ አቁሑት
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኣናእሽተን መሳርሐታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ንአገልግሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬትን ፡መሳርሒ ፅሕፈትን ከምእዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ወይ እዉን ጥማር ሐደ ስራሕቲ ህትመት ፡ ሎት ወይ እዉን ጥማር ክልተ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ሎት ወይ እዉን ጥማር ሰለሰተ ናዉቲ ቤት ፅሕፈት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ኣክሱም ንቤት ፅሕፈቱ ኣገግሎት ዝዉዕሉ ቴክኒክ መገጣጠሚ መሳርሒ ህንፃ ፡ፓምፕን ፡ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑት ፡ ናይ መኪና ጎማን ስፔርን ፡ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ናይ ሳይክል ስፔርን ፡ ናይ ኤሌክትሮክስ አቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላምበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ፡ፋፂን ኣብያተ ፅሕፈታት ዘፈራትን ን2016 በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ተጫረቲ ኣቅሑት ቢሮን: መሳርሒታት ፅሕፈትን : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላአንበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ንዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታትን ዘፈራትን ን2016 በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ ቢሮ ኣቑሑት(ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት