ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላአንበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ንዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታትን ዘፈራትን ን2016 በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ ቢሮ ኣቑሑት(ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቁዕሪ፡-ዕ/ግ/11/ጨ-01/16

ዕለት፡-25/07/2016ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላአንበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ንዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታትን ዘፈራትን ን2016 በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ ቢሮ ኣቑሑት(ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት ከም ዝስዕብ ይኸውን

1. ናይ ተጫረቲ ሽም፣ፊርማ፣ኣድራሻ፣ማህተም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ ኣለዎም

2. ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ናይ ቢሮ ኣቑሑት(ፈርኒቸር)ን ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይቲ ዓውደ ስራሕ ንግዲ ፍቓድ፣ቲን(I)ናምበር፣ መቕረባይነት ሰርፊኬት፣ ቫት ዝተመዝገብሉ ሰርተፊኬትን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ 3 ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሓደ ወርሒ ቫት ዲክሌርን ዝገበሩ ዝተጋናዘበ መረዳእታ ኮፒ ከቕርቡ ዝኸእሉ ክትወዳደሩ ከም እትኽእሉ ወይ ብናይ ፌዳራል በዓል መዚ መንግሰታዊ ዕደጋን ንብረትን ከም ዝተመዝገበ መረዳእታ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ ክትወዳደሩ ከም እትኽእሉ።

3. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ምልክታ ካብ ዝወፅእሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 200.00( ክልተ ሚኢቲ ብር) ብምኽፋል ምውሳድ እትኽእሉ ምዃንኩም፡፡

4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብጥረ ገንዘብ(Cash)፣ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ(CPO)ን ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ሌተርኦፍ ክሬዲትን ምትሓዝ ዝከኣል ኮይኑ በዚ መሰረት ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት 5,000.00( ሽድሽተ ሽሕ ብር )፤ናይ ቢሮ ኣቑሑት(ፈርኒቸር)ብር 6,000.00( ሽድሽተ ሽሕ ብር ) ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብር 16,000.00(ዓሰርተ ሽድሽተ ሽሕ ብር) ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላአንበሳ ከትሕዙ ዝኸእሉ ክኾኑ ኣለዎም።

5. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ ዓድግራት ቀበሌ 03 ልዕሊ 03 ፖሊስ ጣብያ ከይኑ ንዓዲ አመተ ክርስቶስ ኮንደሚንየም መእተዊ መንገዲ ዝረክብ ህንፃ እንዳ ቀሺ አሰፋ ትኩእ ዝበሃል ዝረከብ ምምሕዳር ከተማ ዛላአንበሳ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዃኑ ክትፈልጡ ይግባእ። በዚ መሰረት ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/08/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ድማ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ በቲ ዕለት 16/08/2016ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ከተማ ዓድግራት ቀበሌ 03 ልዕሊ 03 ፖሊስ ጣብያ ከይኑ ንዓዲ አመተ ክርስቶስ ኮንደሚንየም መእተዊ መንገዲ ዝረክብ ህንፃ እንዳ ቀሺ አሰፋ ትኩእ ዝረከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ዛላአንበሳ ይኽፈት፡፡

6. ተጫረቲ ዝህብዎ መጫረቲ ዋጋ ን40 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ምዃኑ ኣብቲ ዘቕርብዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ከረጋግፁ ይግባእ

7. ተጫረቲ ዋጋ እንትትመልኡ ኣብ ዝወሰድኩምዎ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን ኣብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ እንትኸውን በዚ መሰረት ቫት(VAT) ተመዝገብቲ ንዝኾንኩም ተጫረቲ እትመልእዎ ዋጋ ቫት(VAT) ዝሓወሰ ዋጋ ክትመልኡ ኣለኩም፡፡

8. ተጫረቲ ጨረታ እነርተሌን ዝኽፈተሉን ቦታ ኣብ ከተማ ዓድግራት ቀበሌ 03 ልዕሊ 03 ፖሊስ ጣብያ ከይኑ ንዓዲ አመተ ክርስቶስ ኮንደሚንየም መእተዊ መንገዲ ዝረክብ ህንፃ እንዳ ቀሺ አሰፋ ትኩእ ዝረከብ ምምሕዳር ከተማ ዛላንበሳ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዃኑ ፈሊጦም ክረቱ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም፡፡

9. ተጫረቲ ናይ ዝቐርቡ ንብረታት ርኽክብ ዝፍፀመሉ ቦታ ኣብ ከተማ ዓድግራት ቀበሌ 03 ልዕሊ 03 ፖሊስ ጣብያ ከይኑ ንዓዲ አመተ ክርስቶስ ኮንደሚንየም መእተዊ መንገዲ ዝረክብ ህንፃ እንዳ ቀሺ አሰፋ ትኩእ ዝረከብ ምምሕዳር ከተማ ዛላአንበሳ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ናይ መጓዓዓዚ፣መፅዓንን መራገፍን ካብ መቕረባይ ምዃኑ ፈሊጦም ክረቱ ኣለዎም።

10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11. ኣድራሻና ኣብ ከተማ ዓድግራት ቀበሌ 03 ልዕሊ 03 ፖሊስ ጣብያ ከይኑ ንዓዲ አመተ ክርስቶስ ኮንደሚንየም መእተዊ መንገዲ ዝረክብ ህንፃ እንዳ ቀሺ አሰፋ ትኩእ ዝረከብ ምምሕዳር ከተማ ዛላአንበሳ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ፡0910270081 ወይ 0904307871 ምድዋል ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s