ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሪኒክስ ወይ እዉን ላፕቶፕ: ኮምፒተር :ፕሪንተር :ፕሮጀክተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ን ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ከዋሽ ዝተረከበ ሐገዘ ናይ ሳኒተሪ ንብረት: ናይ ስተሽነሪ ንብረት: ናይ ፈርኒቸር ንብረት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለዩ መሳርሕቲ ፅሕፈትን : ናይ ኣቅሑትጋራጅን ስቶክ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ዝተፈላለዬ ናይ ፅሬት መሐለዊ አቁሑት (Sanitation materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዝእ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብናይ CALM በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣዉራ ኣብ 2016 ዓም ካብ መደባኛ በጀት ኣብወረዱ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ መኪና ጎማና ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ SLMP 3 በጀት ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንሐፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት በቢ ዝምልከቶም ዘፈር ዓዉደ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት