ቑፅሪ 3 ግዜ ዝወፅአ ፕሮፎርማ ምልክታ
ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድም
➢ ናይ ዘመነ ንግድ ፊቃድ ዘሐደሰ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
➢ TIN NO ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ክተቅርቡ ዝኽእል
➢ መቅረባይነት ተመዝጋ ምኻኑ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ክተሓሐዝ ዝኽእል
➢ ምስ ኣሸነፍኩም ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ከቅርብ ዝኽእል
➢ ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይንኩም ምስ ቫቱ ሓዊስኩም ክትመልኡ ኣለኩም
➢ ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 11/07/2016 ዓ.ም ክሳብ 14/07/2016 ዓ.ም ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ዝርዝር ዝሓዘ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክተእትው ትኽእሉ
➢ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 14/07/2016 ዓ.ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ
➢ እዚ ክንዲ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስ/ቑ 0346640253/0912709775/
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለከዓ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ፋይል ፎልደር | ዝኸእል | ብቁፅሪ | 1000 |