ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ካብ ጥሙር በጀት ዝረኮቦ ገንዘብ ናይ ናዉቲ ስፖርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ መኪና ጎማ ፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መድሓኒት እንስሳት፣ ኣቅሑ ሳይክል፣ ኣቅሑ ላብራቶሪን ኬሚካላትን፣ ሸቀጣ ሸቀጥ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 03:10 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ን 2ይ ዙር ዝወፀ ምልክጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ኣቁሑት ን2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2012 03:48 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ጉ/መናእሰይ ስፖርት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርት ዕጥቂ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝተፈላለዩ ኣቁሑ ጉዳይ መናእሰይ ንናይ ስፖርታዊ ዉድድር ግልጋሎት ዝዉዕል ከገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከ/ስ/ዕ/ምመ/ር/ን ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ኣቁሑት ቢሮ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ፣ ኣቅሑት ስፖርት ፣ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ቆራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ፍራሽ ትርኣስ ኮቦርታ ኣንሶላ ምንፃፍ ፣ ናይ ስፖርት ናዉቲ፣ ናይ መኪና መጋያየፂ ፣ ናይ ቆልዑ መፃወቲ ፣ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትንፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርታዊ ዉድድር ግልጋሎት ዝዉዕል ከገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 መሳርሒ ሕትመት ፣ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣5 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት ፣6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ 7 ናዉቲ ሕክምናን ኣፋዉስን ፣8 ዕጥቂስፖርት/ማልያን ታኬታ ጫማን/ ፣ 9 በርበረን ቅማማ ቅመምን ፣ በበዚ ዝምልከቶም ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን