ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንኣትሌታት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ወክ ጫማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክፅግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲ ጉዶምጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2012ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ስፖርተኛታት ደንቢ ክዳን፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ክጫረት ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 12, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስምሃር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሪክ ፣ ዕጥቂ ስፖርት፣ መኪና ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርት ዕጥቂ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣግበጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዝተበጀተሉ በጀት መሰረት ብምግባር ፣ ሕንፃ መሳርሒ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ናይ ኣናእሽተይ መሳርሕታት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ክምገብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ሕትመትን፣ /ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ ዝኮንኩምን ዘይኮንኩምን/ ክትሳተፉ ትክእሉ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፈርኒቸርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ጥራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጣንቓ ኣበርገጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክተሮንክስ፣ ፈርኒቸር፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ ሕትመት ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ዕጥቂ ስፖርት፣ ብናይ ቤት ማዛጋጃ ኣታዊ ድማ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ