ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ን ዝተፈላዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ንናይ ስፖርታዊ ዉድድር ግልጋሎት ዝዉዕል ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2012 ዓ/ም 2ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ምድብ 1- ፅሕፈት መሳርሒ ፣ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ፤ምድብ 2- ዕጥቂ ስፖርትን ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 16, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ናዉትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉ/መናእሰይ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፖርት ዕጥቂ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ካብ ጥሙር በጀት ዝረኮቦ ገንዘብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ፣ ናዉቲ ጨንፈር ማእከል ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ፣ ናዉቲ ስፖርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ቢሮ ጉ/መ/ስ ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ን ኣትሌታት ዝከዉን ናይ ስፖርት ዕጥቒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን