መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ባትሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ምልሻ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ኮብራ መኪና ስፔር ፓርት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ስፔር ፓርት አቁሒት አዋዳዲሩ ክዕድግዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኣብ ትግራይ ክልል ግዚያዊ መንግስቲ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንከዋሽ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ነዞም መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋውያን ትካላት/ነጋዶ/ ክወዳዲሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ባትሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
... ት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ መኪና መላዋወጢ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 4, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና