ኣብ ትግራይ ክልል ግዚያዊ መንግስቲ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንከዋሽ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ነዞም መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋውያን ትካላት/ነጋዶ/ ክወዳዲሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ንመጀመርያ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ትግራይ ክልል ግዚያዊ መንግስቲ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንከዋሽ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ነዞም መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋውያን ትካላት/ነጋዶ/ ክወዳዲሩ ይዕድም።

ሮቋሒታት ተጫረቲ

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፤ መቅረባይነት ሰርትፊኬት:ቲን/Tin/ቁፅሪ ናይ ወርሒ ሰነ 2016

ዓ/ም ሻት ዲክለሬሽን ፣ ቫት ሰርትፊኬትን ዘቅርቡ፣

2. ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ መደበኛ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብቲ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 27/01/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/02/2017 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይከአል፣አብ ሕድሕድ ሰነዱ ናይ ትካልኩም ክቢ ማህተም ክዓርፎ ይግባእ

3. ናይ ጨረታ መኽበሪ 10000 ብር አብ ኩነታት ዘይተመስረተ CPO ከትሕዝ ዝኽእል፣ደኩሜንት አማሊኡ ዘይአተወ ተራተይ ደሓር ዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ሰነድ ዘይነስተአናግድ ምካንና ክፈልጡ ይግባእ

4. እቲ ጨረታ ዕለት 18/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 18/02/2017ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ናይ ንጎሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኸፈት፣

5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒ ነኒ በይኑ ዝተዓሸገ ከቕርብ ዝኽእል፣

6. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

7. ሰዓራይ አብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ኦርደር ወሲዱ ውዕሊ መክበሪ 10%ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ከትሕዝ ዝክእል።

8. ናይ ጨረታ አሸናፊ ዝኮነ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ናብ ቢሮና በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ከምፅእ ዝክእል አድራሻና አብ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ክልል ቢሮ ማይን ኢነርጅን መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ እዩ፣

9. ናይ ጨረታ መኽፈቲን መዕፀዊን ዕለት አብ በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኸፈት ይኸዉን።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስኪ ቑፅሪ 0914720632/0914032454 ምድዋል ይከአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s