የሰሜን ሪጅን ቴሌኮም መቀሌ የመኪና ጥገና አገልግሎት በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ በዘርፉ ፍቃድ ያላችሁ አቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገናመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት ዝተፈላለዩ ዓይነት መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት (ማለት ስፔር ፓርት) ብጭረታ መልክዕ ክትሽይጥ ስለ እትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 22, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማሕበር ደቂ አንስትዩ ትግራይ ናይ መኪና ጉማ በዝሒ 40 ኣጫረቱ ክትዕድግ ትደሊ ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ ረቆሓታት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 7, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሐፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ እንዳ መኮኒ ንአብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ሰርቪስ ፅገና ካብ ዝተመደበሉ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሐደ ዓመት 2007 ብኩንትራት ከስረሕ ይደሊ በዚ መሰረት ደረጃ 03ን ልዕልኡን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ዘይመለስ ብር 50 ሓምሳ ቕርሺ ብመከፋል ዝዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 23, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 1, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና