ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቓላሚኖ ፉሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት ህንፃ መሳርሒምግብን መስተንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑትስራሕቲ ሕትመትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ዝተፈላለዩ ንብረታት ግዚኡ ዘሐለፎ ንህቢ ሽምዒ: ባዶተረሽዋ : ባዶ ካሻ: ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ሐፂንን : ጎማ ሞተር ሳይክልን ካእልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲረና ክንሸይጥ ንደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ : መኪና ዶኬሬሽን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና : ሞተር ሳይክል ፅገና : ናይ ማይ ሞተር : ሞተር ሳይክል: ጆፒኤስ : ኩሓ ግሪነሪ ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማእኸል መሰልጠኒ ጉድኣት አካል መቐለ ኣብ 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ህ /መሳረሒ ድማ ን 2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደረቲ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑትስራሕቲ ሕትመትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ አቁሑት
ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2007 ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅሬት መሳርሒ : ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ መኪና ጎማን ባትርን ደንቢ ክዳንን ብክልተ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 26, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑትጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንአባላት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናዉቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑትናይ ሕክምና ኣቁሑትናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ አቁሑትን መሳርሕን ቆፀርትን : ሞተር ሳይክልን : ሳይከልን ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና