ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንአባላት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናዉቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::

               ግልፂ  ጨረታ 
ኮሚሽን ፖሊስ ክልል  ትግራይ  ንአባላት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናዉቲ  አወዳዲሩ ክዕድግ  ይደሊ::
ተወዳደረቲ  ከማልእዎ ዝግባእ::
1 ተወሳኺ እሴት ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ   ወረሓዊ ድክለር  ዝገብርን  መረዳእታ  ምቅራብ ዝኽእል::
2  ሕጋዊ  ንግዲ ፈቓድ  ዘለኩምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልሉ መረዳአታ ከቕርብ::
3  ናይ  መቕረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ፈቃድ  ከቅርብ ዝክእል ::
4 ናይ  ግብሪ ከፋሊ መለለይ / TIN/ ቑፅሪ ዘለዎም::
5  ጨረታ መኽበሪ 
ንመድሓኒት 10 ,000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር/ 
ንፅሐፈት መሳርሒ ብር 30,000 .00  / ሰላሳ  ሽሕ ብር/
ንፅሬት ኣቅሓ  ብር 10,000.00 /ዓሰርተ  ሽሕ  ብር/
ንመካይን  ፊልትሮታት ብር  5000.00  /ሓሙሸተ  ሽሕ ብር/
ንስፖርት ዕጥቂ  ብር   1000.00 /ሐደ ሽሕ ብር / ብሰፒኦ ከትሕዙ   ዝክእሉ ::
6  ተወዳደረቲ   ንዝሸነፍዎ  ንብረት  ኣብ ዉሽጢ   5 ተ መዓልቲ  ዉዕል  ምዕሳር  ዝክእሉ::
7  አሸነፍቲ  ተወዳደረቲ ዝሰዓርዎ  ንብረት  ኣብ ዉሽጢ  1 ወርሒ  ብናይ   ባዕሎም   መጎጎዓዝያ አብ ኮሚሽን  ፖሊስ  ከቕርቡ   ዝክእሉ::
8   ተወዳደረቲ  ኣብ  ዝመልእዎ  ፕሮፎርማ  ማህተም  ፊርማን  ሙሉእ  ኣ/ሻ   ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ::
8   ተወዳደረቲ  ንመድሓኒት   ንፅሕፈትን  ፅርየት መሳርሕነ   ንሕድሕድ   ሰነድ    100 . 00   ቅርሺ ንፊልትሮታትን  ንስፖርቲ  ዕጥቂ  ድማ   ብር   30.00  ቅርሺ   ብምኽፋል   ወሲዶም  ዝመልእዎ  ጨረታ ጨረታ  ካብ ዕለት  23/ 03 /2007 ዓ/ም  -  08/04/ 2007  ዓ/ም   ሰዓት  8:00 ቐትሪ  አብ መ/ቤተና   ዝተዳለወ   ናይ  ጨረታ  ሳንዱቅ  ምእታዉ ዝኸእሉ  ኾይኖም አብቲ ዕለት  ሰዓት 8:30 ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ ወኪሎም አብ  ዝተረኸብሉ  ይኽፈት::
9  ኮሚሽና  ዝሐሸ  መማረፂ  እንትረኪቡ  ብኽፋል  ይኹን ብሚሉእ  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ሕሉዉ  እዩ::
10   ንተወሳኺ  ሐበሬታ ብስቐፅሪ    0344406577 ደዊሎም  ወይከዓ ብኣካል ኮሚሽን  ፖሊስ ክልል  ትግራይ  ቢሮ ቑፅሪ 208 ቐሪቦም  ምሕታት ይከአል::

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s