ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት መሰረት ብምግባር::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ሕክምና ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ምግብን መስተንናይ ሕክምና ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ አቁሑት
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል መካይን ላንድ ክሎዘር /ሞዴል 78/ : K34 ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጥ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዛእ ይደሊ :: ስለዚ ነዚ ኣብ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ መኪና ባትሪ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ:: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቓላሚኖ ፉሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒፅሬትን ንፅህና ኣቁሑትምግብን መስተንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ አቁሑት
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ : ሞተር ሳይክል ዕድጊት: መኪና ክራይ : ሞተር ማይ : ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቑሑ : GPSን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትክራይመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ አቁሑት
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ሕትመትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት 2 ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ሕትመትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መካይን ላንድክሮዘር ሚቲስቡሺ ዝኸዉን ናይ መለዋወጥ ኣቅሓ/ እስፔር ፓርት / ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ :: ስለዚ ነዚ ኣብ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና