ኣብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ፀገዴ ዝርከብ መዓርግ ሆስፒታል፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትትዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ: ፀገዴጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሆስፒታል መቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለ ናይ ሰብ መድሓኒት ንክገዝእ ስለዝደለና በዚ መሰረት ካብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን 2012ዓ/ምንግልጋሎት ተምሃሮ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣፋዉስን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ንብረት ( መድሓኒት ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ላዕላይ አድያቦጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ንኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ነዞም ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ መድሓኒት መቅረብቲ ትካላት ክወዳድር ዝደሊ ስለዚ ጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 መሳርሒ ሕትመት ፣ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣5 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት ፣6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ 7 ናዉቲ ሕክምናን ኣፋዉስን ፣8 ዕጥቂስፖርት/ማልያን ታኬታ ጫማን/ ፣ 9 በርበረን ቅማማ ቅመምን ፣ በበዚ ዝምልከቶም ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
በኢትዩጰያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅርንጫፍ ጽ/ቤት በቀረበዉ ስፔስፊኬሽን መሰረት ለ መቐለ ቀይ መስቀል መድሃኒት ቤት አገልገሎት የሚዉሉ የተለያዩ መድሃኒት እና የህክምና መገልገያ ዕቃዎች በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 8, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ tሃነፅትን ኣባላትን ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ናይ ፅገና ኣቅሑት ፣ ናይ ሰብ መድሓኒት፣ ኦክስጅን ጌጅ ፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ላፕቶፕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ