ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሎት1 ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ፣ሎት 3 መስተዋት ፣ሎት4 መድሓኒት፣ ሎት5 ሰራሚክ ፣ሎት 6 ፀሊም እምኒ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶብ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን
መባእታዊ ሆስፒታል ወልቃይት ዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መድሓኒት ፣ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ንኣጎልግሎት ዘዉዕሎም መድሓኒታት ብ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ንክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረትን መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሃገረ ሰላምጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ሜድካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ፣ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሬት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት አዉን መድሓኒት መደረደሪ ሸልፍ፣ ኮሞዲኖ ጠረፔዛን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኹሓ ሆስፒታል ኣብ 2012ዓ/ም ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነታት ናዉቲ ሕክምናን መድሓኒታትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ሜድካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 12, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ሜድካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኬሚካልን ሪኤጀንትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ኣጎልግሎት መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኣፋዉስን ፣ናዉቲ ሕክምናን ማለት Equipment ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት