ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ አብ 2007 በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅቲ ፅሬት መሳርሒን ናይ መኪና ስፔር ፖርትን ጎማታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ አቁሑት
ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሕት (Spar Part) ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ፅሕፈትን መሳሪሒን ናይ ህንፃ መሳሪሒ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ አቁሑት
እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ አብ ናይ 2007 ዓም ባጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ዘይ ስሩዕ በጀትን ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ ፅሬትን ሕክምናን , ጨረቃ ጨረቂን , ናይ ሕትመት ናዉቲ ሎት 2 ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት 3 ናይ ፕሊምቢንግ ናዉቲ ሎት 4 ናይ ኤሌክትሪክ ናዉቲ ሎት 5 ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽንኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ቢሮ አቁሑት
ን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ን 2007 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቅሑ , ዝተፈላለዩ ሃላቂን ቀዋሚን ኣቅሑ ,ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑትናይ ቢሮ አቁሑት
ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ፅ /መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ አቁሑት
ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ፍርያት ሕርሻ ክልል ትግራይ አብ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒሕን ናይ ኮምፒተር አክሰሰርን ክዕድግ ሰለዝደለየ አብዚ ንግዲ ዝተወፈርኩም ነጋዶ / ትካለት ክትጫረቱ ይዕድም ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊዩ መቕረብቲ በዚ አብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ መምርሒ ክተማልኡ ትግደዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት ናይ ቢሮ አቁሑት
አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 27, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ አቁሑት
ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅ /መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝምልከተኩም ትካላትዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 17, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ አቁሑት
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥ ትደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 5, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 12, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒፅገናናይ ቢሮ አቁሑት
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ ቀበሌ 09 ጥቃ ሚላኖ ሆቴል በጎ ኣድራጎት እናተብሃለ ዝፍለጥ ባህላዊ ቤት ብልዒ ንሬስቱራንት፣ መዘናግዒን ንተመሳሳሊ ስራሕ ዝውዕል ጠቕላላ ካሬ ሜትር 3404.88 ስፍሓት ዘለዎ ኮይኑ ኣብ ከባቢ ነባር መነሃርያ ዝርከብ ስፊሕ ናይ ንግዲ ቦታ ዝሓዘን ብተወሳኪ፡-ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 7, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ አቁሑት