ን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ን 2007 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቅሑ , ዝተፈላለዩ ሃላቂን ቀዋሚን ኣቅሑ ,

ምልክታግልፂጨረታ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ን 2007 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቅሑ , ዝተፈላለዩ ሃላቂን ቀዋሚን ኣቅሑ , ኤሌክትሮኒክስ , ዝተፈላለዩ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢን ናይ ኣናሽቲ መካይን ጎማን ካላማደሪያን ፈርንቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒ

  1. አብ 2006 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ዘርፋ ንግዲ ፍቓድን መቕረብቲ ሰርትፍኬትን ዋናን ኮፒን

  2. ናይ መለለይ ቁፅሪ / Tin/ ን VATን ሰርቲፊኬት ዋናን ኮፒን

  3. ናይ ወርሒ ሰነ 2006 ዓም ዓዲ ዉሽጢ እቶት ኣታዊ ዝገበርሉ ወርሓዊ ድክለሬሽን ዋናን ኮፒን

  4. ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኽበሪ ዝዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ

  • ንፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬትን ካልእ ሐለቅቲ አቅሑን ብር 16000.00

  • ንኤሌክትሮኒክስ ብር 4000.00

  • ንፈርንቸር ብር 4000.00

  • ንሞተርን ሳይክልን መኪናን መለዋወጢ ጎማ , ካላማደሪያን 8000.00 ብጥረ ገንዘብ , CPO ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዙ ዝኽእሉ

  • ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስ ተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 % አትሒዙ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል

  • እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጉዓዝያ አጉዓዒዙ አብ ወረዳ ወልቃይት ት ፋይናንስን ከረክብ ዝክእል

ነዞም ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ረቆሓ ከማልኡ ዝኽእሉ መቅረብቲ አብቲ ጨረታ ነኽወዳደሩ ይዕድም

  • ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 25/ 12 /2006ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/01/2007 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትን ሰዓትን ንሕድሕድ ሰነድ ዘይመለስ ብር 50 .00 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን እናወሰዱ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን በብዓይነቶመ ብፖስታ ዓሺጎመ አብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ተፃሒፉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃት በብዓይነቶመ ብፖስታ ዓሺጎመ አብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ተፃሒፉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳፁን ክእትዉ አለዎም እቲ ጨረታ ዕለት 13 /01 2007 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ

  • ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዐለት 13/01/2007ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተጫራቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ አብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃት ይክፈት::

  • ቤት ፅሕፈትን ካብዚ ወፃኢ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተለኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ጨረታና አብ ዝኽፈተሉ ቦታን እዋንን ኩሉ ሕሰብ ቀሪቡ ክዕዘብ ንዕድም::

     

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344330043

ሞባይል 0914498497 / 0914125633 / 0914248405

ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s