ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ ቀበሌ 09 ጥቃ ሚላኖ ሆቴል በጎ ኣድራጎት እናተብሃለ ዝፍለጥ ባህላዊ ቤት ብልዒ ንሬስቱራንት፣ መዘናግዒን ንተመሳሳሊ ስራሕ ዝውዕል ጠቕላላ ካሬ ሜትር 3404.88 ስፍሓት ዘለዎ ኮይኑ ኣብ ከባቢ ነባር መነሃርያ ዝርከብ ስፊሕ ናይ ንግዲ ቦታ ዝሓዘን ብተወሳኪ፡-
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 7, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ አቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
ባህላዊ ኣዳራሽ በዓል ደብሪ 122 ካ/ሜ ስፍሓት ዘለዎ ንዝተፈላለዩ ጥቅሚ ዝውዕል 47 ካ/ሜ ስፍሓት ዘለዎም ክልተ ክፍሊ ገዛ ክሽነ ዘመናዊ በርኔርን ምጎጎን 54 ካ/ሜ ስፍሓት ዝተፈላለዩ ክልተ ክፍሊ ሀዛን ክለተ ናይ ቖርቖሮ ምኽዝን መካበብያ ዘለዎ ጨረታ ሰንድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 01/09/2006 ክሳብ 11/09/2006 ዓ/ም ይኽውን። ናይ ጨረታ ሳንድቕ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/09/2006 ክሰዓት 6፣00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ 11/09/2006 ሰዓት 8፣30 ይኸወን ኣጫረቲ ክተከሪ ስልዝደለየት ክትካረዩ እትደልዩ ነዚ ዘንቀሳቅስ ካፒታል ዘለኩም ንክትውዳደሩ እናዓደመት ንተወዳደርቲ ክማእዎ ዝግባእን ካልኦት ነቲ ጨረታ ዘድሊ ዝርዝር መረዳእታ ዘሓዘ ሰነድ ጨረታ ኣብ ጥቃ ፖሊስ ኮምሽን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቢሮና ቍፅሪ 03 ዘይምልስ ብር 100.00 ከፊልኩም ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ መቐለ ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s