ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳ አፅቢ አገልግሎት ዝዉልዑ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ፅሬት: ሕትመት : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ቢሮ አቁሑት
ላዕላወይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት ውፅኢት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ ኣቁሕትን ቁልፍታትን፣ ናይ ፅርየት ኣቈሕትን ኤለክትሮኒክስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ሲዕቦም ዘለው ሮቛሕታት እትማልኡ ክትወዳደሩ ይፅውዕ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንናይ ቢሮ አቁሑት
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ዉፅኢት ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ቁልፊታትን : ኣቀሑት ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንናይ ቢሮ አቁሑት
ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ 2016 በጀት ዓምት ቀዳማይ ዙር ዕደጋ ንብረት ብምድብ መቂሉ መለት እዉን ብምድብ ሐደ ሃለቅትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብምድብ ክልተ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 7, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ደጎዓ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ቢሮ አቁሑት
ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ ፅሕፈት መሳሪሒን ኣቁሑት ናይ መዳሓኒታትን ናውቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንተወዳደሪ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ቢሮ አቁሑት
ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንተሃነፅቲ ሕጊን ተጠርጠርቲ እስራትን ዝምግብ ነጋዳይ፣ ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ኣናእሽተይ ንብረታት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ፣ ንተሃነፅቲ ንምግብነት ዝዉዕሉ ሰርጌን ጣፍን ምሸላን ካልኦት ኣስቤዛታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከመግብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኣቅርቦት ምግቢ ካፌን ሬስትራንትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ቢሮ አቁሑት
ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእኸል ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓ ክተማልኡ ይግባእ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ቢሮ አቁሑት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዐሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት ህንፃ መሳርሒናይ ቢሮ አቁሑት
ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ምግብን መስተንናይ ሕክምና ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ አቁሑት
ቓላሚኖ ፉሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 18, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒፅሬትን ንፅህና ኣቁሑትምግብን መስተንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ አቁሑት