ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቐሑት /ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዘግልግል ናይ ፈርንቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 13, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ካብ UNDP በጀት ንኣብያት ፅሕፈት ፖሊስ ትምህርትን ጥዕናን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኮምፒተር ኣክስሰሪን : ኤሌክትሮኒክስን : ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ን ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብ UNDP ብዝተረከበ ናይ ገንዘብ ድጋፍ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ :ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ሞተር ሳይክል ካብ መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ከይዲ ስራሕ ት/በ/ዕ/ፋን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ቀወምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸራት/ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 27, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ኣቅሑት ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 19, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 25, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዘግልግል ናይ ፈርንቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 2, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዘገልግል ስራሕቲ ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 2, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር
ንግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝዉዕል ናይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን ዕዲጊት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ንስራሕቲ ሕትመትን : ዉፅኢት ስራሕቲ ዕንፀይቲ ማለት ፈርኒቸርን ዝዉዕል ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይድማ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ