ሓፈሻዊ ሆስፒታል ውቅሮደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ናይ ኮምፒተር፣ፕሪንተር፣ፎቶ ኮፒን ካልኦት ማሽነሪ ኣቁሑትን ንምፅጋን ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ከስርሕ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 23, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፅገና ኤሌክትሮኒክን ፣ ፅገና ዝተፈላላየ ንብረት ሰለዝደለየት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንምግጣምን ፅገናንፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንኮሌጅና ተሽከርከርቲ ዕገና ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ታሕሳስ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞበ ማእከል ናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት እናሃባ ዝርከባ መካይን ንሰብ ሞያ ጋራጅ ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ከፀግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 10, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 23, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳታት ዞባታትንጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 2, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት
ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 21, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
ዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ታሕሳስ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 28, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት
ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ ውን ንናይ ሆስፒታልና ንዘለዋና ኣናእሽተይ መካይን ፀገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ፅገና ተሽከርካሪመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲን ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምግባር ምስ ስዓራይ ሓደ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት