ሓፈሻዊ ሆስፒታል አላማጣ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎ ዝዉዕሉ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጤል: እንቆቅሖ : ኣቅሑት መቅረቢ ከምእዉን ንቀዳማይ ግዘ ዝወፀ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት: ኣቅሑት ማይን መሳርሒ ህንፃን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣልባሳት : ራበር ሽት ማለት እዉን ዉፅኢት ፕላስቲክ : መከላከሊ ባርዕ ማለት እዉን (fire extinguisher ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 2, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናገዛ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ንካልአይ ግዝ ዝወፀ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንምግብና ኣቅሑት አገልግሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑት
ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ምግብና አቁሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ቀለብ ተምሃሮ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 16, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ን 2010 ዓም ንደቂሶም ዝሕከሙ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ጣፍን ጥረምረን: ጤል : ባኒ : ቅመማ ቅመማ : በርበረ : ክክዕ : ኣየዱን ዘለዎ ጨዉ : ናይ ቆርቆሮ ፃባ : እንቋቆሖ : ኣትክልትን ፍረምረን : ናይ ምግቢ መቅረቢ(ምግብና ኣቑሑ )ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 4, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 18, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ
አክሱም ዩኒቨርሲቲ የህክምና ላቦራቶሪ ዕቃዎች፣ የይሮሎጅ ህክምና ዕቃዎች፣ የዓይን ህክምና ዕቃዎች(ophthalmology equipments) ፣ የሲቪል ኢንጅነሪንግ ላቦራቶሪ ዕቃዎች፣ የፈርኒቸር ዕቃዎች፣ ለምግብ ዝግጅት የሚያገለግሉ የተለያዩ ቁሳቁሶች፣ የፖታሎጂ ህክምና ዕቃዎች፣ የቴክስታይል ላቦራቶሪ ዕቃዎች ድጋሚ፣ Pepper milling machine፣ Auditorium (theater) chair፣ የኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች፣ የኬሚስትሪ የላቦራቶሪ ዕቃዎች፣ Automatic stand by generator፣ የስፖርት ትጥቅ እና ቁሳቁስዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 4, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 13, 2010 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርላብራቶሪይን መሳሪሒታተጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ካምፒን መሳርሒ ኣቅሑ (Camping Materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 16, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 23, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑት
ማእከል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ ኣብ በጀት 2010 ዓም ዘሰልጥኖም ሰልጠንቲ ብዝተመደበ በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 13, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣግበጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናገዛ ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንምግጣምን ፅገናንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ዝተፈላለዩ ናይ ካምፒን መሳርሒ ኣቁሑ (Comping Materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 11:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑት
ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 4, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናዉቲ መመገቢ ብግለፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 25, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 5, 2010 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑት