ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ- ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕ/ሰብ ክፋላት ናይ ምግብና ግልጋሎት ዘድልዩ ብግልፂ ጨረታ ንምስራሕን ንምግዛእ ሰለተደለየ ድሌት ዘለኩምን ዝርዝር ረቋሒ ተማልኡን ንክትሳተፉ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 14, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑት
ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ- ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ መራሕቲ ስድራ 1. ፈሳሲ ዘይቲ ብልዒ 2. ናይ ፅሬት መሳርሒ 3. ናይ ምግቢ መብሰሊን 4. ሓጋዛይ ድምፂ መስምዒ /hearing aid/ ካልኦትን ኣወዳዲሩ ንምግዛእሰለ ዝደለየ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ 5, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ እዞም ዝስዕቡ ናይ ነበርቲ መደቀሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት ፣ ናይ መመገቢ ኣቁሑት ፣ ናይ ክሽኔ ኣቁሑት ፣ ናይ ጥዕና ግልጋሎት መዉሃቢ መሳርሕታት ፣ ናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሕታትጨረታ ዓይነታት ብጨረታ ክትዕድግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተዘርዘሩ ንኣገልግሎት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን: ኣቅሑት ሕትመትን: ናይ ገንዘብ መትሓዚ ካዝና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሴስክትሪክን መሰተንገዶ ኣቅሑት ብምስክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 11, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 13, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከተማ ማይ ካድራ ንኣብያተ ዕዩ ከተማ ማይ ካድራ አገልጋሎት ስራሕ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒታት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Maykadraጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ከይዲ ስራሕ አገልግሎት ምሕደራ መሬት ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስ ዕድጊት ናይ ቤት ፅሕፈት መጎዓዝያ ኢሉድማ ኣቅሑት ቢሮነ ገዛን ዕድጊት ን2016 በጀት ዓመተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መስተንገዶ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ለወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 14, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑት
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 1. ሎት-1 ሽኮር 2. ሎት-2 ናይ ሻሂ ኩባያ ቢሮ ብዝቕርቦ ሳምፕል መሰረት 3. ሎት-3 ረጕድ ናይ ሆረየ ላስቲክ ቢሪ ብዘቕርቦ ሳምፕል መሰረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መስተንግዶ ኣቅሑት ብምስከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ለወዳዲሩ ክዕድግ ይደስ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትናይ ቢሮ አቁሑት