ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለን ደቡብ ምብራቕን እውን ካብ ዞባታት ብሪፈር ንዝመፁ ናይ ትካል ሰራሕተኛታት ሓሚሞም ዝሕከምለ ናይ ውልቀ ሆስፒታላት ብምውድዳር ሰራሕተኛታት ናይ ሕክምና ግልጋሎት ክረኸቡ ስለ ዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት
ኢንስትዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉሲ ምግቢ ዝከዉን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2017 ዓም ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛን ኩትቱን ዝተረከበ በጀት አብ 2017 ዓም ንኣብያተ ዕዩ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ህክምንናን እንስሳን መድሓኒትን : ፅሕፈት መሳርሒን : ፅሬት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ : ፍርናሽ ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን
ሐፈሻዊ ሆስፒታል ማይዓይኒ ሸራሮ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንአገልጋሎት እቲ ሆስፒታል ዝዉዕል መድሓኒትን ናዉቲ ህክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 27, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኮሌጅ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2017 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣፋዉስን ናዉቲ ህክምንን ብምልክታ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዲካል ኢኮዩፕመንት ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ላብራቶሪይን መሳሪሒታተጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ንካልይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ናዕዴር ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ እንስሳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲን ብመደበኛ በጀት ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቕሮ ደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ዘለዎ ናይ ኦክስጅን ስሊደራት ካብ መደበኛ ወይ ወሽጢ ኣታዊ ዝፀደቐ በጀት ዝክፈል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ኦክስጅን ከምልእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት