ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ማስክ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
በኢ/ያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅ/ጽ/ቤት ለ ኮሮና ቫይረስ ወረርሽኝ በሽታ መከላከል ለሚያደርገዉ እንቅስቃሴ ኣጎልግሎት የሚዉል ፣ የተለያዩ የኢንፌክሽን መከለከያ ዕቃዎች ( personal preventive equipment) ፣ የንፅህና መጠበቅያ እቃዎች ፣ የዉሃ መያዣ ሮቶ፣ ኣልባሳት ፣በግልፅ ጨረታ አወደዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ስለሆነም በጨረታዉ መሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾች ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም መድሓኒትን ፣ ናይ ሕክምና ኣቅሑትን /ናዉቲ/ ብዉስን ጨረታ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ጨረታ ንምስታፍ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ቅድመ ኩነታት ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲ ጉዶምጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዕደጋ ኣገልግሎት ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን ብውሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ከ/ስ/ዕ/ንብ/ምም/ር ፋይናንስ ሙሉ አሰፋ መባእታዊ ሆስፒታል ኣፅቢ ንሆስፒታል ኣፅቢ ናይ ኣልትራሳዉንድ ( ultrasound machine) 01 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 30, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል AC Ventlator .Ultra Sound , ሮቶ መትሐዚ ማይ ዋተር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ሳንታይዘር ኣልኮልን ጥጥን ፣ ሳሙናን ሶፍትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 28, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሳኒታይዘር ፣ ማስክ / ሳኒታይዘር ሊትሮ በዝሒ 597 ፣ ማስክ ብቁፅሪ 1397 / ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብ Ethiopian general indication quality improvement program ዝተረከበ በጀት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ንኣካለ ጉድኣት ምምሃር ምስትምሃር ዘገልጉሉ ናዉቲ ንንኣካለ ጉድኣት ዊልቸርን ፣ ክራንችን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትም ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ