ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን 2012ዓ/ምንግልጋሎት ተምሃሮ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣፋዉስን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሆስፒታል ሱሑል ን 2012 ዓ/ም ናይ 2ይ ርብዒ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 መሳርሒ ሕትመት ፣ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣5 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት ፣6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ 7 ናዉቲ ሕክምናን ኣፋዉስን ፣8 ዕጥቂስፖርት/ማልያን ታኬታ ጫማን/ ፣ 9 በርበረን ቅማማ ቅመምን ፣ በበዚ ዝምልከቶም ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
በኢትዩጰያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅርንጫፍ ጽ/ቤት በቀረበዉ ስፔስፊኬሽን መሰረት ለ መቐለ ቀይ መስቀል መድሃኒት ቤት አገልገሎት የሚዉሉ የተለያዩ መድሃኒት እና የህክምና መገልገያ ዕቃዎች በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 8, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ማለት ናይ ቴሌቪዥን መቐመጢ ወንበር፣ ጠረፔዛ ፣ ናይ ፊዝዮትራፒ ኣቅሑትን ካልኦትን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ቢሮ ፈርኒቸርጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ዓብይ ጀነሬር ፣ ናይ ክሽነ ኣቅሑት፣ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ፍራሽን ትርኣስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናገዛ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ሆስፒታል መቐለ ግልጋሎት ናይ ፅገና ኣቅሑት ፣ ናይ ሰብ መድሓኒት፣ ኦክስጅን ጌጅ ፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ላፕቶፕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 25, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉቲ ኣጫርቱ ክዕድግ ይደሊ መሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅትን ቀወምትን ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ጨረር ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ ምጥያሽን ምጥንካርን ሞዴል በርችዋል ላቭ ካብ 9ይ ክሳብ 12 ክፍሊ ሒሳብን ተፈጥሮ ሳይንስን ምጥያሸን ምጥንካርን ድጅታል ቤተ መፃሕፍቲ ኣብ ቢሮን ክልተ ቤትት/ቲን መቀለን ማእከላይ ዞባን ንዋየር ለስ ስልኪ ዲሊንክ 24 ፖርት ስዉች ዋየርል ለስ 300 ዩቢኤስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መሳርሒ B.P COUGH /DIGITAL/ ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሕክምና ናዉቲ ፣ ካፍቴርያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ካፌን ሬስትራንትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ