ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮሮና መከላከሊ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ናይ 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ኣብ ናይ 2013 ዓ/ም 1ይ ፍርቂ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኣካል ጉድኣት ዊልቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ዝተፈላለዩ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምናን ፣ ናይ ተሓከምቲ ምግብን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 18, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኣቅርቦት ምግቢ ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓት ማለት አዉን 1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 3 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት፣ 4ናዉቲ ሕክምናን ኣፋዉስን ፣ በበዚ ዝምልከቶም ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ መድሓኒታት ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ መድሓኒታት ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም 1ይ ዙር ዕደጋ ኣገልግሎት ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ሕክምና ብውሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፣ ናይ ኣካል ጉድአት ዊልቼር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል ሞኾኒ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ፣ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን፣አቁሑት ፅሬት ፣ መሳርሒ ሕትመትን ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
በኢ/ያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅ/ጽ/ቤት ባቀረበዉ ስፔስፊኬሽን መሰረት ለመቐለ ቀይ መስቀል መድሃኒት ቤት ኣጎልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ የመድሃኒት ና የሕክምና መሳርያ ዕቃዎች ፣በግልፅ ጨረታ አወደዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ስለሆነም በጨረታዉ መሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾችዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ መድሓኒት ምህርቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ