ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ 2' ሰሙን ንመሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግለጋሎት ዝውዕሉ ዕንጨይቲ ን6' ወርሒ ውዕል ኣሲሩ ከቕርብ ምስ ዝኸእል መቕረባይ ከወዳድር ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ (lot 4) G+4 ህንፃ ዲዛይን ክነስርሕ ሰለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 22, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቕሮ ደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ዘለዎ ናይ ኦክስጅን ስሊደራት ካብ መደበኛ ወይ ወሽጢ ኣታዊ ዝፀደቐ በጀት ዝክፈል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣእሲሩ ኦክስጅን ከምልእ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብቲ ሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 6, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
... ጅፕሰም ፋብሪካ ፕሮጀክት ናይ ኬንችን ቆርቆሮ ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብቲ ሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብቲ ሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽንን ንግድን ኢንዱስትርን ሆርን ኣፍሪካ ናይ ትካልና ኣወዳድባ ምስ መዘርዝር ስራሕ፣ ሓይሊሰብ ማንዋል፣ ናይ መሃያ ሰኬልን ዝተፈላለዩ ጥቅማጥቅምን ዝሓዘ ማንዋል ኣወዳዲሩ ክፅንዕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ
ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ናይ ዝርከብ 800 ካሬ ዝኸውን መምሃሪ ብሎክ ፕላሰቲክ ኮርኒስ ከፀግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ
ዋንነተን ብኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዝፍለጣ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ ዝተፈላለያ ዓይነት ተሽከርከርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ካላውዶ ንምግባር ብፕሮፎርማ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር