የኢትዩያ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን የልማት ክርስቲያናዊ ተራድኦ ኮሚሽን የኽልተ አዉላዕሎ የገኑማፕሮጀክት ለመስኖ ግልጋሎት የሚዉል የኤሌክትሪክ ዲናሞ ፓምፕ ለመግዛት ስለተፈለገ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የምታሞሉ ተጫራቾችን ይጋብዛዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 1, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ኣብ ፈት ለፊት ዘሎ መንገዲ ንዋና ቢሮ ዘሎ /ኣብራጊዳና / ዝስቀል ብሓፂን ዝተሰርሐ ዓብይ ታቤላ /ቦርድ / ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለተማሪዎች አገልግሎት የሚዉል ሮቶ በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 1, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጋብዩን ( Different size of Gabion ) ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ናይ ክልተ ዓበይቲ መእተዊ በሪ ፅሑፍ ምስ መስቀሊኡ ኣበ ዉሽጢ እቲ ማእኸል ዝተፈላለዩ ፅሑፋትን ሕትመታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሓፂን መፂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስል ዝደለየ ተወዳደረቲ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ጎዳና መብራህት ዶኮሬሽን ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ነቲ ማእኸል ንስራሕ ግልጋሎት ዝዉዐሉ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ ሕክምና ኣቁሑትስራሕቲ ሕትመትጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን
ማይ ጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲን ዘገልገሉን ንብረት / ኣቁሑት / ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ሰለዚ ኣብዚ ክተወዳደሩ ትደልዩ ዝስዕብ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትመሸጣ
ንኻልአይ ግዜ ዝወፀ ናይ መስታዎትን ብረትን ጨረታ ቤት ምክሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን ትግራይ እዞም ዝስዕቡ ናይ መስታዋትን ብረትን ብጨረታ ኣወዳደዲሩ ክሸይጥይደሊ :: 1 ናይ ገፅ መስታዎት 2 ልሙፅ መስትዋትን 3 LT ብረትን እንትኮን ዝርዝር ሐበሬታ እቶም ክሸጦም ዝደሊ መስትዋትን ብረትን ካብቲ ጨረታ ሰነድ ምርካብ ይካኣል እዩ:: ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት