ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ : መኪና ዶኬሬሽን ኤሌክትሮኒክስ ፅገና : ሞተር ሳይክል ፅገና : ናይ ማይ ሞተር : ሞተር ሳይክል: ጆፒኤስ : ኩሓ ግሪነሪ ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሕርሻኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቢልቦርድን መስቀሊ ዝከዉን ሓፂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ትካልና ቁርፅራፅ ጋልቫናይድ ላሜራታት ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒ ዘማልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ኽሸይጥ ሰለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንሕንፃ ሕድሳት ግልጋሎት ዝውል ናይ ኮንስትራክሽን ካልኦት ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 3, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽንጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንሕንፃ ሕድሳት ግልጋሎት ዝውል ናይ ኮንስትራክሽን ካልኦት ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 3, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽንጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 10, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ምግብን መስተንጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት