ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቢልቦርድን መስቀሊ ዝከዉን ሓፂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ  ጨረታ 
ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት  ዓመት 2007 ዓም  ንቢሮ  ግልጋሎት  ዝዉዕሉ  ቢልቦርድን  መስቀሊ ዝከዉን ሓፂን  ብግልፂ ጨረታ  ኣወዳዲሩ   ከስርሕ  ይደሊ::
በዚ  መሰረት አብዚ ጨረታ  ክትሳተፍ እትደለዩ ተወዳደረቲ   እተማልአዎ  ሮቕሓ::
1 ናይ 2007 ዓ/ም  ዝተሐደሰ  ንግዲ ፈቃድ   ቫት  ተመዝገበቲ  ዝኮኑ   መፍለይ ቑፅሪ / TIN/  ኣብ ዝርዝር   መቕረብቲ  ዝተመዝገቡ  ምኮኖም መረዳእታ  ከቅርቡ  ዝክእሉ::
2  መክበሪ  ጨረታ
 ብር  2000. 00 /ክልተ ሸሕ / ብባንኪ ዝተረጋገፀ  CPO  ከትሕዙ  ዝክእሉ::
3   ዋጋ ሰነድ ጨረታ
ዘይምለስ  ብር  20.00 /ዒስራ ብር / ብምኽፋል  ጨረታ  ሰነደ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ  ክልል ትግራይ  ደጋፊ  ኸይዲ ስራሕ  ዕዳጋ ፋይናንስን  ምምሕዳር ንብረትን  ቢሮ ቑፅሪ  22  ካብ ዕለት  02/ 04 / 2007  ዓ/ም  አብ ዘሎ  መፂኹም  ምግዛእ   ትክአሉ ::   
4  ጨረታ  ዝዕፀወሉን  ዝኽፈተሉን   ዕለት::
    4.1    ዕለት   16 /04/ 2007 ዓ/ም ሰዓት   8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ  ዕለት  ሰዓት  9:00 ተጫረቲ  ወይም ሕጋዊ ወከልቶም  አብ ዝተረክበሉ ልዕል  ኢሉ አብ ዝተጠቀሰ   ኣድራሻ  ብግልፂ  ይኽፈት::
5  ቢሮና  ዝዕድጎም  አቐሑት  ከምኣድላይነቱ   20 %  ናይ ምዉሳክ ወይም  ናይ  ምቅናስ መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::
6  ኣብዚ ጨረታ  ሰዓራይ  ዝኮነ  ካብ  ዘሸነፎ  ጠቅላላ   ዋጋ  10 %  አትሒዙ ዉዕሊ  ብምእሳር   አብ ዉሽጢ   7 መዓልቲ  ሰራሑ    ከረክብ ዝክእል::
7  ሰዓራይ  ንዘሽነፎም  አቐሑት  በቲ  ዝወፀ   ስፐስፊክሽን    መሰረት  ኦርጅናል አቁሑት  ምኮኖም  ምስተረጋገፁ   ብናይ ባዕሉ  ትራንስፖርት  ናብ ቢሮና  አታዊ   ይገብር::
8   እዚ ጨረታ  ፀኒዑ  ግዜ  ጨረታ  ካብ ዝተኸፈተሉ   ዕለት  ጀሚሩ  ን 45   መዓልቲ   ዝፀንዐ  ይኸዉን::
9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኺቡ  ብክፋል   ይኹን  ብሙሉእ  እቲ  ጨረታ  ናይ  ምንራዝ  መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ::
10  ንዝበለፀ  ሓበሬታ  ቢሮና  ዝርከበሉ ፊት ለፊት  ኣግአዚ  ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ  ሆቴል ::
  ስቑ   0344  40  93 43  ደዊልካ  ምሕታት ይከአል  እዩ::
ቢሮ  ርክብ  ህዝቢ  ክልል ትግራይ

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s