ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብቲ ሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ን3 ግዜ ዝወፅአ ምልክታ ፕሮፎርማ ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብ-ትሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራ ተደጋጋሚ ብፕሮፎርማ ዝወፅአ ኮይኑ ብምኽንያት ስፔክ ዘይምንፃርን ሳምፕል ዘይምዉፃእን ኣብ ዋጋ ኣፈላላይ ብምፍጣሩ ን3 ግዜ ዝወፅአ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1.ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን 

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን 

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ንብረትስፔስፍኬሽንመለከበዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋ
01Slab mold 1.2m length 0.60m width5cm thicknessቁፅሪ40
02Slab mold 1.2m height 0.30m width5cm thicknessቁፅሪ40
03ናይቲ ሽቓቕ መቐመጢ እግሪናይ ቀዳዳ ቁመት 30ሳ.ሜ ጎኒ ቀዳዳ 16ሳ.ሜት

4.ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5.እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ካብ 02-06/05/2017ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።

6.ዕለት 07/05/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ቃለ-ጉባኤል ኦርደርን ናይ ምስራሕ ከይዲ ይህሉ

7.ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፐሮፎረማ ዕድጊት ምስተኸፈተ ን7' ማዕልቲ ይኸዉን::

9. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀምሩ ብተኸታታሊ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ማዓልቲ ዘረክብ::

10. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::

11. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ