ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ወ/ለኸ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ጨ/ቤ/ፅ/ከ/ል/ን/ኢ/ርን ከተማ ኣጉላዕ ንበጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንቢርኡ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ሀንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ከምኡ ዉን ናይ ፅሬት ሓቁሑት ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ አብዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ኣብዞም ዝተዘርዘሩ ዘርፍታት ንግዲ ንምዉድዳር እትኽእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣጉላዕጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈትመሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ንፅርየት ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት :ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት :ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ንምግዛእን ዘተፈላለዩ ቅጥዕታት መፅሓፍን ንምሕታምን ስለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ ስለዚ ካብ ዕለት 28 /12 /2007 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/1/ 2008 ዓም ሰዓት 600 ቅድሚ ሰዓት አብ ኮሌጅና ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕድ ዘይምለሰ ብር 20 ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኹም ሕድ ሕድ ሰነድ በበይኑ ምስ ደክሜንት ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳለናዩ ሳንዱቕ ከተእትዉ ትኽእሉዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ናይ ከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልፂ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቕሮ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ንከተማ ዉቕሮ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 28, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ኣቁሑትንዕድጊት ሞተርሳይክል
ማሕበርልምዓትትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ማለትብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን 2008 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ግልጋሎትን ማለተ እዉን ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 27, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይ
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ሞተር ሳይክልን ናይሰርቪስ መኪናንመለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ናይ ህንፃ መሳርሒን ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 27, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ናይ ዝተፈላለዩ ማለተ እዉን ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን