ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅ/መሳርሒ ኣቁሑ: ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ፅርየት ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኤሌክትሪክን ሳኒተሪ ኣቀሑት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት( ዴስክቶፕ ላፕቶፕ ንኮምፒተራትን ካልኦት)ብግለፂ ጨረታ አዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 3, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2007 በጀት ዓመት ብመደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ዝተፈላለዩ ሐለቅቲ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፈርንቸርን ደንቢ ክዳንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወልቃይትጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ደደቢትትካልልቃሕንዕቀርን /ደደቢትትፈልም/ ናይዝተፈላለዩናይኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ኣጫሪቱክንዕድግስለዝደናክትጫረቱእትደሊዩእዚዝስዕብረቁሓተማልኡክትወዳደሩትክእሉምካንኩምንገልፅ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ነጋ ገ/ኣበሄር ዕ/ዓርቢ ንምምሃርን ምስትምሃርን ንሐፂር ስልጠናን ግልጋሎ ዝዉዕል ቀወምትን ሃለቅትን ዝተፈላለዩ:- ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ዓርቢጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ናይ ቢል ሶፍት ዌር: ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን ናይ ኤሌክትሮኒክስ: ንብረታት ከምኡ እዉን ናይ ፈርንቸር ንብረት ብዝወፀ ስፐስፌክሽን መሰረት ካብ ሕጋዉያን ሰብ ሙያ መቕረብትን ሰብ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሰብ ሙያ ሕጋዉዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 12, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 3, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕዲጊት ሶፍትዌር
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ናይ ቢል ሶፍት ዌር: ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን ናይ ኤሌክትሮኒክስ: ንብረታት ከምኡ እዉን ናይ ፈርንቸር ንብረት ብዝወፀ ስፐስፌክሽን መሰረት ካብ ሕጋዉያን ሰብ ሙያ መቕረብትን ሰብ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሰብ ሙያ ሕጋዉዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 12, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 3, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕዲጊት ሶፍትዌር
ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ አባላት ድምቢ ክዳንን ዝተፈላለዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዶክመንተሪ ፊልሚ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 23, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 2, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን