ዞባ ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ምድብ መገባያ ሑመራ ካብ መደበኛ መጀት 2008 ዝተመደበልናንዝፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ አቁሑት ፅሬት ፡ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ኤለክትሮኒክስ ከምኡዉን ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሐመራጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንከተማ ዓዲግራት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ፡ ፈርኒቸር ፡ናይ ኤለክትሪክ መብራህቲ ወይድማ ኣቁሑት ሶድየም ላምፕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ሃፀይ የዉሃንስ መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2008 ዓም ብናይ ድጎማ ባጀት GEQIP 1 DESKTOP COMPUTER እና Printer ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሑ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ምህንድስና ኣቁሑትላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣግኣዚ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ዝድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት LCD Projector ,digital duplicator EPSON ከምኡዉን ን ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዑሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት ቤተ ፈተነን ኬሚካላትን ስፖርት ዕጥቅን ኣቁሑትን ማፃሕፍቲ ቤተንባብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ናይ ካፒታል ፕሮጀክት 1 ደን ዝራእትን ፍራምረን 2 ጀነሬተር 3 ሞተር ሳይክል 4 ናይ ሲግትስ መሰልጠኒ ማእከል (ኤሌክትሮኒክስን ፈርንቸራትን) 5 ናይ ዜብራ ቀለም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፍዮሪን ሆልቲካልቸርኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ ትቦታት መሳርሕን ቆፀርትን : ኤለክትሮኒክስ : ሳይከልን ካልኦት ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡ስራሕቲ ናዉቲ ማለት እዉን ተገጣጠምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፡ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ፡መሳርሕታት ኤለክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ስራሕቲ ሕትመት ፡ናይ ተምሃሮ ዴስክ ወምበር ጠረጴዛ ሸልፍን ተሽከርካሪ ወንበር፡ ኤለክትሮኒክስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 6, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጀ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት