ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡መሳርሕታት ኤለክትሮኒክስ ናይ ሳኒተረ መሳርሕታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትስራሕቲ ማይኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ አብናይ 2008 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናን ዉሽጢ እቶት በጀት ካፒታል ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ናይ ህንፃ : ሎት 2 ናይ ፕላንቢንግ : ሎት 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ሎት 4 ኤሌክትሪክ : ሎት 5 ናይ መኪና ስፔርፓርት /ኣዉቶሞቲቭ/ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት: ሎት 6 ፅሕፈት : ሎት 7 ናይ ፅሬት : ሎት 8 ናይ ሕትመት :ሎት 9 ስፖርት ዕጥቂ : ሎት 10 ፈርኒቸር :ኣብ 10ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ስለዝደለየ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብናይ መደበኛ በጀት 2ይ ዙር ገዝኢት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኤለክትሮኒክ ስ አቁሑት ፅሬት ሞተር ሳይክላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2008 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና መሰረት ብምግባር 3ይ ዕድጊት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ንብረታት ከም ፈርኒቸር ፡ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታት ፡ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን ካልኦት አናእሽተይ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2008 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲማሽነሪ ክራይ
ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብርክት ዝበሉ ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ናዉቲ ቢሮን፡ መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ሎትሓደ ወንበር ተምሃራይ ማለትዉን ኮምፖዉንድ ዴስክ ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ኣይቲን ኤለክትሮኒክስን አቀሑት ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ነቲ አካዳሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ መሳለጥቲ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት ቢሮ፡ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፡ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፡ናይ ቤት ትምህርቲ አቁሑት ላብራቶሪ ፡ስሚንቶ ካብ መቀለ ናብ ማይዶሃን ምጉዑዓዝ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሮብጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርላብራቶሪይን መሳሪሒታተመኪና ክራይ