ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብ ቢሮና ዌብሳይት ዲቨሎፕ ክገብርን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ኣቁሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡዉን ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል
ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ናይ 2008 ዓ/ም 3ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ንዕድም ካበ ሕጋዉያን መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣግበጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌትሮኒከስ ኣቁሑ (Electronics Material) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ናይ ሕትመት መፅሔት ስራሕቲን ሻርፕን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቑሑት ኤሌክትሪክ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን ዕንፀይትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 10, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ አብቲ ወረዳን ዝርከባ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን አቁሑት: ኤሌክትሮኒክስን :ኣቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ግልፂጨረታምልክታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንአብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን : ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈታት እቲ ወረዳ ዝዉዕል ከም መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ህንፃ : ኣቀሑት ኤሌክትሮነክስ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል ዝመሳሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን