ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀዋሚ ኣቁሑት ወንበር :ጠረጴዛን ቁምሳጥናትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮክስ ካልኦት ተዛመድቲ ኣቁሑት ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቲ ቢሮኡ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ኤሌክትሮኒክስን ስራሕቲ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ርስሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ መሰልጠኒን ቴክኒክን ሞያን ማይጨዉ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ብዝተፋላለየ ንግዲ ዘርፊ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ: መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ኣቁሑት ፅሕፈትን : ዝተፈላለየ ዓቀናትን ዓይነት ፀፀራት: ብሎከት :ኮብልስቶን: ዝተፈላለዩ መጋረጃ : መሳርሒታት ምግቢ :መሳርሒ ግልጋለት ዝዉዕሉ ዓለባ ክትጫረቱ እትደልዩ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንአብያተ ቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሐት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ቆራሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን :መፅሓፍትን : ኣቁሑት ቢሮ :ኣቁሑት ገዛ :ህንፃ መሳርሒ: ዝተፈላለዩ ዓይነት መኪና ክራይ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንደርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኢ/ማቴሪያል: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት :ስራሕቲ ፍልፍል ምጉልባት : ዚንጎ ማይ ሙዑቃር ወይድማ ሩፍ ዋተር ሃርቨስቲንግ : ፓምፕ ሃዉስ ምስራሕን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ምህንድስና ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት