ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓደዋ ናይ ጉደና መብራህቲ ፅገና street city pol maintenance ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ምግጣምን ፅገናንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርቲ (ዴስክ፣ ጠረጴዛ፣ ወንበርን ፀሊም ሰሌዳን) ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ከጓዓዕዝ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝዋንነተን ተሽከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ንምግጣም ትካልና ስለ ዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ UNDP በጀት ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና መሳርሒታትን ሶላርን መብራህቲን ምግዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 2, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ጨርጨርጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 1, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማሕበር ኣክሰዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ-ግዕዝ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ኤለክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸርን ማሽነርን ኣቁሑት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸር
ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝዋንነተን ተሸከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ንምግጣም ትካልና ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ክፍፅም ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ዉቅሮ ኣብርሃ ኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ንማይቅነጣል መንገዲ ንዝርከብ ፕሮጀክት ሐደ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል መንገድን ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ጋደሪል መንገዲ ስራሕቲ ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ ተወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ወርክ ሾፕ ኣቑሑት ክዕድግ ስለ ዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ጎደና መብራህቲ ፅገና ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን