ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓደዋ ናይ ጉደና መብራህቲ ፅገና street city pol maintenance ከስርሕ ይደሊ

ብዕለት 19/1/2018 ዓም ንደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን ወፂኡ ዝነበረ ጨረታ ከምዝስዕብ ምምሕያሽ ተገይርሉ አሎ

1 ኣብ ናይ መብራህቲ ስራሕ ትሰርሑእትደልዩ ብኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝከንኩም ተጫረቲ ክትሳተፉ ይዕድም

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ተኮናተራይነት ደረጀ ዝገልፅ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ናይ ግብሪ ከፋሊ መዝገባ ሰርተፊኬት ወይድማ ቲን ቁፅሪ ናይ ቫት ዝምገባ ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ናይ ቫት ዲክላሪሽን ከማልእ አለዎ

3 ተጫረቲ ደረጃ 5 ልዕሊኡን ብኤሌክትሮ መካኒካል ዝምልክተ ኮይኑ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ፕሮጀክት ክጫረቱ ይክእሉ እዩም

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ወይ ኣን ኮንድሽናል ባንክ ጋርንቲ ብር 300000 ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ስራሕቲ ኣብ 120 መዓልቲታት ንተከታታል መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

6 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 3ኣድላይ መረደእታ ዘይምለስ ብር 2000 ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ እዩም

7 ተጫረቲ ናየ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ደኩመንት ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ናይ መወዳደሪ ዋጋ ወይድማ ፋይናንሻል ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ቴክኒካልን በበይኖም ተዓሺጎም መሊስካ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣድራሸ ዕለት 17/2/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ብኣካል ብምቅራብ ከእትዉ አለዎም

8 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ደኩመንት ፈሪሞምን ሐቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ ደኩመንት እንተይኣዛብዑ ከምቲ ክሽየጥ ከሎ ዝነበሮ ኮይኑ ክቀርብ አለዎ

9 ሰነድ ጨረታ ገዚእኩም ዝነበርኩም ተጫረቲ ናይ ሴክሽን ሰለሰተ ጥራሕ መመሐየሺ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ ሰለሰተ መፂእኩም ክትወስዱ አለኩም

10 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ነጨኣብ ዝተረክብሉ ዕለት 17/2/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓደዋ ኣደራሽ ክክፈት እዩ

11 ሰዓራይ ዝኮነ ኮንትራክተር ጠቅላላ ናይ ዉዕሊ ዝአስረሉ ሐደ ሚእታዊ ወይ 1 ፐርሰንት ናብ ቤት መዘጋጃ እቶት ኣታዊ ከምዝገብር ፈሊጡ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊኢ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s