ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኣየር ኮንዲሽነር ጋዝ ምምላእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንካልኦት ፅገና
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሎት 2 ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ : ሎት 3 ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ሎት 4 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ሎት 5 ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሎት 6 ህንፃ መሳርሒ ካብ ሎት 1-6 ዘሎ በቲ ዘፍር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ንዝ/ያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሓዉዜንጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት ናውቲ ቢሮ፣ በርን መስኮትን፣ መዂዓቲ ብማሽን ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርማሽነሪ ክራይሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ጋራጁ ናይ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ ከትክል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስ ዘለኩም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ጋራጅ ናይ ሓለዋ ካሜራ / security camera /ንምትካል ልምዱ ዘለኩም ክትጫረቱ ትደልዩ ሰብ ሞያ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ መቀለ ንቤት ፅሕፈተ ፋይናንስ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞተር ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕል ኣገልግሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ኣቅሑት ህንፃ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ባትሪን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብሽክሌታን ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ፀለምቲጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትዕድጊት ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 1 ኣቅሑ ፅሬት፣ ሎት2 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 3 ናይ ሞተር ሳይክል፣ ሎት 4 ናይ ፈርኒቸር፣ ሎት 5 ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 13, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቃፍታ ሑመራጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ደጀና ኬምካል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ እንዳሰላማ ናብ ሰምሃ ዝወስድ መንገዲ ንምስራሕ ዘድሊ ዝ/ዩ ማሽነሪታት ክካረ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማሽነሪ ክራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሓድነት ንቤት ፅ/ታ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን