ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝ/ዩ ኣበያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናውቲ ኣይሲቲ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ተክልታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑ አቁሑት ቢሮ ናይ ማይ መጋዕዝያ ስራሕቲ አቁሑት መለዋወጢ መኪና አቁሑት ጀነሬተር ዝአመሰሉ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት
ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድልየና ኣብ ብሎክ 1 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ንደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
በኢ.ፌ.ዴ.ሪ የአገር መከላከያ ሚኒስቴር የሰሜን ዕዝ ጠቅላይ መመሪያ የተለያዩ የተሸከርከሪ መለዋወጫ ዕቃዎች እና አላቂ የጽዳት ዕቃዎችዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
መስተካከሊ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ናይ ሞተር ሳይክል ሰፔር /መለዋወጢ ኣቅሑት ዕለት 18/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ዝክፈት ዝነበረ ብምክንያት ናይ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓል ስቅለት ንዕለት 23/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንምም/ር ፅ/ፅባቀን ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞ/ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ጎማ ናይ መካይንን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር መለዋወጢ ኣቅሑት ናይ ተሽከርከርትን ጀነሬተርን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ቤት ፅሕፈት መንገዲ ኮንስትራክሽን ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ካብ ጣብያ ዳንቃላ ናብ ፅራሌ ዝወስድ መንገዲ ክንፀርግ ስለዝደለና ካብዚ ቀፂሎም ንዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማሽነሪ ክራይ
ን2ይ ግዜ ዝውፀ ምልከታ ጨረታ ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ጋራጁ ናይ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ ከትክል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስ ዘለኩም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ጋራጅ ናይ ሓለዋ ካሜራ / security camera /ንምትካል ልምዱ ዘለኩም ክትጫረቱ ትደልዩ ሰብ ሞያ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን