ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝ/ዩ መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ጎማ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ቅብኣትን ጀነሬተርን ተሽከርከርትን ከምኡውን ናይ መካይን ኮንፈርትን ምንፃፍን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመጋረጃን ምንፃፍን
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኤክስካቫተር ክራይ /Excavator rent/ ንምክራይ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማሽነሪ ክራይ
ብሔራዊ የኣደጋ ስጋት ስራ ኣመራር ኮሚሽን መቐለ ቅ/ፅ/ቤት የሚገኝ የመብራት ሲስተም በመጋዘኞች ሙሉ በሙሉ ስለማይሰራ በደረጃ 9 2011ዓ/ም የታደሰ ፍቃድ ያላቸው በባለሙያ ኣወዳድሮ ማሰራት ይፈጋል፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ምን2ይ ፍርቂ ዓመት ብናይ መደበኛ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣መለዋዋጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ትውዕል ሞተር ሳይክል፣ ካብ መቐለ ናብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ሲሚንቶ ምጉዕዓዝ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከሐትምን ከጋዓዓዝን ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ሞተርሳይክል
ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ዝተፈላለዮ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ቆፀርትን ቱቦን መገጣጠምን :ናይ መኪና ጎማን ስፔራትን: ጀነሬተር፣ ኣየር ኮንዲሽነር ኤሲ፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር፣ ዪፒኤስን ባክኣፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ሶፍትዌር ከፀግንን ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክልን ሕትመትን ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 03:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራያ ዓዘቦጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማሽነሪ ክራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ክራይ ዶዘር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማሽነሪ ክራይ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅርግያ ማእከል ኣስፋልቲ መብራህቲ ፅገናን ንብረትን ኢድ ሞያ ማለት ንብረት ኣቀሪቡ ባዕሉ ዝሰርሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን