ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2013 በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት መደበዓ ንሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሎት 2 ናይ ፅሬት መሳርሒ፣ ሎት 3 ናይ ሕትመት መሳርሒ ፣ ሎት 4 ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ፣ ሎት 5 ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ሎት 6 ህንፃ መሳርሒ ፣ ሎት 7 ኣዉቶሞቲቭ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2013 ናይ 1ይ ዙር ጨረታ ን6ይ ዙር ስልጠና መናእሰይ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተርያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኤሌትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት፣ ማይ መሳርሒ ፣ ኮንስትራክሽን መሳርሕታት ፣ ናይ ኮስሞቲክስ ኣቅሑት ፣ ጨርቃ ጨርቅ ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ምህጣር ከፍትን ፀባ ላሕምን መሳርሒ ፣ ናይ ምርባሕ ደርሁ መሳርሒ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንሕርሻ መሺነሪናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
የወልቃይት ስኳር ልማት ፕሮጀክት ለ2013 በጀት ዓመት ኣገልግሎት የሚውሉ በምድብ ያላቸዉ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ምድብ 1 የፅህፈት መሳሪያ ዕቃዎች፣ ምድብ 2 የፅዳት ዕቃዎች፣ ምድብ 3 የሕትመት እቃዎች፣ ምድብ 4 የኣደጋ መከላከያ ኣልባሳት፣ ምድብ 5 የኤሌክትሪክ እቃዎች ምድብ 6 የኤሌክትሮኒክስ እቃዎች ምድብ 7 የኮንስትራክሽን ዕቃዎች ምድብ 8 የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ ከዚህ ቀጥሎ ባሉት መስፈርቶች የምታሟሉ ተጫራቾች እንድትወዳደሩ ይጋብዛልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ካብ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኣብ ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ቤት መዘጋጃ ከተማ ወ/ቃምባ ናይ ሓይሊ መብራህቲ ንናይ ፅርግያ ኣምፕል ምስ መሉእ ተዛመድቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ክዕድግ ስለዝደለየ ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ እቲ ስዒቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ከማልእ /እታማልኡ ክኸዉን ኣለዎ/ዋዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 18, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም /መቐለ/ የተለያየ መጠን ያላቸዉ ኦርጅናል ስታርተር ባትሪ ( Starter Battrey 12 V 70 AH Electrical Plaster , Battery , Charger 12/24 VDC 400 A and lubricant oil 15/40 ) ግዥበጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ በዘርፉ ፍቃድ ያላችሁ ኣቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሐታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ን2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት ፣ ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ካልኦት በቢ ዘፈሩ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ከጫርት ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን