ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳረሒ ዕዳጋ ማእከል ናይ ኤሌክትሪክ ኤችዲፒ ኮንዲት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 23, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት መቕረብትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከሐተም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሱሑል ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ክዳን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ሕትመታት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑታት /ስፔር/ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት ፣ መገጣጠሚ ብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
Tigray Region Electric Utility invites bidders for the procurement of ABC cable with Frame work Agreement contract for one yearዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ መሰረተ ልምዓት ንምስፍሕፋሕ ትራንስፎርመር ንምግዛእ ስለዝደለየን ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ብምቅራብ ትራንስፎርሞርን ብተመሳሳሊ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ነጋዶን ዉልቀ ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይ ጋባጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዮን ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2012ዓ/ም ብGEQIP ዝተመደበ በጀት ዝዕደጉ ናዉቲ ፅሕፈት ትምህርቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።/ ደስጣ ወረቀት በዝሒ 100፣ ቀለም ፕሪንተር 08፣ ሰመያዊ ቢሮ 60፣ ድቫይደር 06/ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
... በታች የተዘረዘረዉ መስፈርት የምታማሉ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል / ስታቢላይዘር ጋቶ 1500 ዋት ብዛት 14/ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይገልፅን ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንፅገና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ ክገዝዕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን